Publisher's Synopsis
كتاب الأطفال ثنائي اللغة (عربي - تيجريني) ، مع كتاب صوتي وفيديو عبر الإنترنت باللغة العربية.
" البجع البرّي" لـهانس كريستيان آندرسن ليست عبثاً واحدة من اكثر الحكايات قراءةً على النطاق العالمي وإنما هي قصة خيالية، تتناول المشاعر الدراما الإنسانية لدينا، مثل الخوف ، الشجاعة ، الحب، الخيانة ، الإنفصال والتلاقي. هذه الطبعة، التي بين يديكم ، ككتاب مصور بكثير من الحب، تروي حكاية آندرسن بإحساس مرهف، وهي مناسبة للأطفال.
نَمَاذِجٌ لِلتَّلْوِينِ عَبْرَ رَابِطٍ فِي الكِتَابِ، يُمْكِنُ طِبَاعَةُ وَتنْزِيلِ رُسُومَاتِ الكِتَابِ وَتَلْوِينِهَا .
ብ ኽልተ ቝንቃኣ ምጼሓፍ ናይ ቆልዕት (Arabic - ትግርኛ)
"እታ ጓል በረኻ ማይ ደርሆ" ብ ህንስ ክርስትያን ኣንድረሰን ካብቶም ብጽቡቕ ምኽንያትን ኣብ ዓለም ብሰፉሑ ካብ ዝተነበባ ዛንታ ኢያ። ካብ ድራማ ናይ ደቒ ሰባት ዝተሰርሑን ዘተከሩን ነዚ ኣርእስቲ ንኽትዝርዝሮ ግዜ ገደብ የብሉን፣ ፦ ፍርሒ፣ ፍቅሪ፣ ጅግንነት፣ ክሕደት፣ ምፍልላይ ከሙኡውን ምርኻብ። እዛ ናይ ሕጂ ሕታም ብፍቕራዊ ዝትቕረጸ ብስእሊ ዝተሰነየ መጽሓፍ ኢያ። ኣንድርሰን ነዚ ዛንታ ን ቖልዑ ብዝጥዕምን ዝሰማመዓን መልክዕ እዩ ገሊጽዎ። እዚ ዛንታ ናብ ዝተፋላለዩ ቛንቛታት ተተርጊማ ኢያ ከሙኡውን ብኽልተ ዝተፋላለየ ቛንቛ ዝተጻሕፈ ሕታም መጽሓፍ ኣሎ።